ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ የመን ዝተመለሱ ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ታይ ይብሉ?


ካብ የመን ተመለስቲ ኢትዮጵያዊያን መናእሰይ
ካብ የመን ተመለስቲ ኢትዮጵያዊያን መናእሰይ

ከላሊ ሩስያ ወዲ 16 ዓመት ኣበረሀ ኣሸብር ድማ 18 እዩ ዕድሚኦም።

ኣብዑር ወለዶም ሸይጦም ኣብ ራያ መዀኒ ንዝረኸብዎ ደላሊ ነብሲወከፎም ሓሙሽተ ሽሕ ቕርሺ ከፊሎም ካብ ዓዶም ወፅዮም። ናብ ሱዑዲ ዓረብያ ክሰግሩ ኣብ የመን ምስ በፅሑ ድማ 30 ሽሕ ከፊሎም ኣውኡ ተኣሲሮም፤ ብድሕሪኡ ተሰጒጐም ብሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያን ማሕበር ቀይሕ መስቀልን ናብ መረበቶም ተመሊሶም።

IOM ማለት እውን (ዓለምለኸ ትካል ስደተኛታት) ንቶም መናእሰይ ብጅቡቲ ኣቢሉ ናብ ዓዶም እንተእትዎም ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሎግያ ግርማይ ገብሩ ኣዘራሪቡዎም ኣሎ።ንዝርዝሩ ይስምዑ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:07:42 0:00

XS
SM
MD
LG