ስደተኛታት መዓስከር ዳዳብ ውሳኔ መንግስቲ ኬንያ ከምዘሻቅሎም ይሕብሩ
ኣብ ዓለም ዝዓበየ ዝኾነ ዳዳብ መዓስከር ስደተኛታት ን300 ሺሕ ስደተኛታት ምዕቓቡ ካብዚኣቶም ድማ 12 ሽሕ ኢትዮጵያዊያን ምኻኖም ኣብ ሕ/ሃ ኮሚሽን ስደተኛታት ሓቢሩ። መንግስቲ ኬንያ ነቲ ኣብ ዓለም ዝዓበየ መዓስከር ስደተኛታት ዝኾነ ዳዳብ መዓስከር ስደተኛታት ከምዝዓጽዎ ክገልጽ ጸኒሑ’ዩ።ኣብቲ መዓስከር ተዓቑቦም ዝጸንሑ ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት መንግስቲ ነቲ መዓስከር ክዓጽዎ ምዃኑ ከምዝገለጸሎም ይሕብሩ። እዚ ድማ ኣብ መነባብርኦም ዓብይ ጽልዋ ከምዘሕደረ ይሕብሩ።
ኢፒሶዳት
-
መስከረም 11, 2024
ጸብጻብ ፕረዚደንታዊ ክትዕ ካመላ ሃሪስን ዶናልድ ትራምፕን
-
መስከረም 11, 2024
ነበርቲ ከተማ መቐለ ኣብ መንጎ ተስፋን ስክፍታን ንሓዳስ ዓመት ይፅንበሩ
-
መስከረም 10, 2024
ምስ ወናኒ ትካል ሕጊ ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ነፍታሌም ተኽላይ ሃብተማርያም
-
መስከረም 10, 2024
ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ኣመሪካ ፈላማይ ክትዕ ከካይዱ'ዮም
-
መስከረም 10, 2024
ሶማል- ምኽንሻብ ደቀንስትዮ ንምትራፍ ዘሎ ጕዕዞን መሰናኽልን
-
መስከረም 09, 2024
መንኮርኮር ስታርላይነር ብዘይ ጠፈርተኛታት ናብ መሬት ትምለስ