No media source currently available
ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ 2020 ዓ.ም ዝኻየድ ምርጫ ነጻን ፍትሃዊን ከምዝኸውንን በቲ ኣብታ ሃገር ዝተኣታተው ዘሎ ለውጢ ፖሊሲ፡ ቁጠባን ዲፕሎማስን ድማ እቲ ምርጫ ከምዘይናዋሕ ብቐዳም ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ ሓቢሮም።