ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ዶ/ር ኤሊያስ ስዒድ ሲራጅ ልዑል ሽልማት ተቀቢሎም


ዶ/ር ኤልያስ ስዒድ ስራጅ
ዶ/ር ኤልያስ ስዒድ ስራጅ
ቃለ-ምልልስ ምስ ዶ/ር ኤልያስ ስዒድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:09:36 0:00
መራገፊ

ኣብ ክፈለ ግዝኣት ፊላደልፊያ ኣብ ዝርከብ ዩንቨርስቲ ቴምፕል ፕሮፈሰር ሕክምና ዝኾኑ ኢትዮጵያዊ ኣሜሪካዊ ዶ/ር ኤሊያስ ስዒድ ሲራጅ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ላስቬጋስ ኣብዝተኻየደ ስነስርዓት ዝለዓለ ኽብሪ ዘለዎ ሽልማት ተሸሊሞም።

ትካላት ጥዕና ወይ ሰብሙያ ሓኻይም ኢትዮጵያን ዩናይትድ ስቴትስን ንምርኻብን ንምትሕብባርን ብዘርኣይዎ መሪሕነት፣ኣብ ሓሙሽተ ኣብያተ ትምህርቲ ሕክምና ኢትዮጵያ ንተምሃሮ ብዝሃብዎ ትምህርትን ስልጠናን፣ኣብ ሕማም ሽኮር ሰፊሕ መፅናዕትታት ብምክያድን ካብ ዘሸለምዎም ገሊኦም እዮም ይብል AMERICAN ASSICIATION OF CLINICAL ENDOCRINOLOGY ዝተብሃለ ማሕበር ሰብሙያ ሕክምና ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ።

ዶ/ር ኤሊያስ ስዒድ ብዙሓት ሓኻይም ሰብ ሙያ ናብ ኢትዮጵያ እናተመልሳለሱ ከምዝሕግዙ ብምሕባር ዝተፈለየን ዝበለፀን ዝብሎ ዝሰራሕኹዎ የለን፣ምስ ዝተፈላለዩ ሰባት ተሓባቢረ ዝሰራሕኹዎ ስለዝኾነ ንዕኦም ወኪል ዝተቐበልኩዎ ሽልማት እዩ ኢሎም።
XS
SM
MD
LG