ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መኢኣድ ሕጹያቱ ካብ ዝነብርሉ ከባቢ ምብራሮምን ንጎደና ሓደር ዝተቓልዑ ከምዘለውን ኣፍሊጡ


ተቓዋሚ ፓርቲ መኢኣድ ኣብ ኢትዮጵያ ደቡብ ክልል ወረዳ ደራሼ ናይ 2007 ዓ/ም ሕጹያቱ ካብ ዝነብርሉ ከባቢ ምብራሮምን ንጎደና ሓደር ዝተቓልዑ ከምዘለውን ኣፍሊጡ።

እቲ ፓርቲ ትማሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ኣብ 2002 ዝተቐትሉ ፍትሒ ከይረኸቡ ኣብ ልዕሊ ናይ 2007 ሕፁያት ምርጫ ምንክልባት ይፈፀም ኣሎ ኢሎም።

ኣብ ልዕሊ እቶም ኣባላት ዝተፈፀመ ዝበሎ ምንክልባት፣መቕተልትን ናይ ብረት ወራርን ዘርዚሩ’ሎ።

ወሃቢ ቃል ክልላዊ ብሄር፣ብሄረሳባትን ህዝብታትን ደቡብ ናይቲ ፓርቲ ጠቐነ መሰረት ዘይብሉ እዩ ኢሉ’ሎ።

XS
SM
MD
LG