ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ተቃወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ንመግለጺ ቀ/ሚ ምላሽ ይህቡ


ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ብሓይሊ ብረት ንምቅያር ናብ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝአተና በቲ ስርዓት ተደፍኢና ግዴታ ኮይኑናን'ዩ ብኻልእ መንገዲ ንምቅያር ኹሉ ዕጽው ስለዝኾነን ፖለቲካዊ ክፉትነት ስለዘየሎን'ዩ ክብሉ አቶ ዳውድ ኢብሳ አቦ መንበር ግንባር ነጻነት ኦሮሞ ገሊጾም።

አብዚ አብ አሜሪካ ክፍለ-ግዝአት ሚኖሶታ ዝርከቡ ወሃቢ ቃል ዲሞክራሲያዊ ግንባር ኦሮሞ አቶ ሌንጮ ባቲ ብወገኖም እዚ መጸዋዕታ ሰላም ጽቡቕ'ዩ ነገር'ዩ ኢሎም'ለው።

ክልቲኦም ወገናት ነዚ ርእይቶ ዝሃቡ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃይለማርያም ደሳለኝ መንግስቲ ብሓይሊ ብረት ንምቅያር ዝሰርሑ ተቃወምቲ ውጽኢት ከምዘየምጽኡ ርግጸኛታት ኢና ግዚኦም ከየጠፍኡ ናብ ሰላማዊ መንገድ እንተዝምለሱ ይሕሾም ክብሉ ትማሊ ንዝሃብዎ መግለጺ ምላሽ አብዝሃብሉ'ዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ አብዚ ምስማዕ ይኸአል።

ጸብጻብ - ምላሽ ተቃወምቲ ሓይልታት ኢትዮጵያ ንመግለጺ ቀ/ሚ
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:58 0:00

XS
SM
MD
LG