ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያዊያን ቤተ እስራኤላዊያን ምስ ፖሊስ እስራኤል ንኻልኣይ ማዕልቲ ተጋጪዮም

  • ገብረ ገብረመድህን

ኢትዮጵያዊያን ኣይሁዳዊያን ወይ እውን ቤተ እስራኤላዊያን ብዝተፈላለዩ መልክዓት ዝግለፁ ዝበለዎም ኣድልዎን ዘርኣውነትን ኣብ ልዕሌና ይፍፀም ኣሎ ክብሉ ብምቅዋም ኣብ ከተማታት እዮርሳሌምን ቴልኣቪቭን ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ኣካይዶም ኣለው።ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስን ትማሊ ሰንበትን ኣብ ዝተኻየደ ተቓውሞ ሰልፊ እቶም ሰልፈኛታት ምስ ፖሊስ እስራኤል ተራፂሞም ብዙሓት ሰባት ምቑሳሎም ይግለፅ ኣሎ።

ዕላማ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ፖሊስ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያዊያን ቤተ እስራኤል ይፍፅሞ ኣሎ ዝበለዎ ግፍዒ ንኸብቅዕ፣ዘርኣውነት ክጠፍእ፣ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ምንቅስቓስ፣ኣብ ውትድርናን ዝኣመሰሉን ይርኣዩ ኣለው ዝበለዎም ኣድልዎታት ክውገዱ ንምሕታት ምዃኑ ንዝሓለፉ 16 ዓመታት ኣብ እስራኤል ይነብሩ ዘለው ኣቶ ዝናቡ ሃፍቱ ይገልፁ።ንዝርዝሩ የድምፁ።

XS
SM
MD
LG