ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ውዕሎ ኢትዮጵያውያን ኣብ ስዑዲ


Ethiopians in Saudi
Ethiopians in Saudi
ኣብ ስዑዲ ዘለው ናይ መንበሪ ናይ ስራሕን ፍቃድ ዘይብሎም ኢትዮጵያውያን ገለ'ውን ፍቃድ ኣናሃለዎም ብዝሓደሮም ፍርሂ ናብ ሃገርና ንምምላስ ደሊና ግን ደንጉይና፣ ኣብ መዳጎኒ ብዘይ እኹል መግብን ማይን ንሳቀለ'ና ክብሉ ገሊፆም።

ሚኒስተር ወፃኢ ኢትዮጵያ ዶ/ር ቴድሮስ አድሓኖም ብዛዕባ አተሓሕዛ ኢትጵያውያን ኣብ ስዑዲ ምስ ና ስዑዲ መዘነኦም ብስልኪ ከም ዝተዘራረቡ ተገሊፁ'ሎ።

ኣብ ስዑዲ ናይ ኢትዮጵያ ኤምባሲ ኸኣ ንምምላስ እቶም ፍቃድ ዘይብሎም ኢትዮጵያውያን ይሰርሕ ከም ዘሎ አፍሊጡ'ሎ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ።
TIG-Ethiopians-
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:55 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG