ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ደቡብ ሱዳን ከተማ ጁባ ዝነብሩ ኤርትራዊያንን ኢትዮጵያዊያንን ነጋዶ ምንቅስቓሶም እንታይ ይመስል?


ኢትዮጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ስደተኛታት ኣብ መንጉኦም ዘሎ ምትሕብባር ተጠናኺሩ ንክቕፅል ክልተ ስደተኛታት ድልየቶም ይገልፁ

ኣብ ዋና ኸተማ እታ ሓዳሽ ሃገር ደቡብ ሱዳን ጁባ ዝነብሩ ክልተ ወነንቲ ትካላት ንግዲ ዋላ’ዃ ህዝቢ ደቡብ ሱዳን ኣብ ሽግርን ስደትን ብምንባሮምን ብዙሕ ዘይተምሃሩ ብምዃኖምን ኣብ ማዕልታዊ ርክባት ገለ ናይ ዘይምርድዳኣ ሽግራት እንተጋጠሙ’ውን ብድምር ደሓን ዝበሃል ናይ ንግዲ ምንቅስቓስ ከምዘሎ እቶም ዘዘራረብናዮም ነጋዶ ይዛረቡ።

ካብ ወፃኢ ናብ ውሽጢ ሃገር ሸቐጣት ኣብምእታው ዝተዋፈረ ኤርትራዊ መጎስ በላይን ወናኒ ናይ ስእልን ናይ ፊልሚ ስቱድዮን ዝኾነ ኢትዮጵያዊያ ኻልኣዩ ፍስሃን ኢትይጵያዊያንን ኤርትራዊያንን ስደተኛታት ነኒ ባዕሎም ብፅቡቕ ከምዝተሓባበሩ ኣብዝሓለፈ መደብ ዝገለፁ እንትኾኑ ሕዚ’ውን እቲ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንክቕፅል ድልየቶም ይገልፁ።

XS
SM
MD
LG