ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲያዊ ዝግግር ፈሺሉ ኢሉ ኦፌኮ


ኣብ ኢትዮጵያ ዴሞክራሲያዊ ስግግር ንምምፃእ ዝነበረ ተስፋ ፈሺሉ ክብል ናይኦሮሞ ፌደራላዊ ኮንግረስ \ኦፌኮ\ ኣፍሊጡ።ናይዚ ቅልውላው ቀንዲ ምኽኒያት ገዛኢ ፓርቲ ይኽተሎ ብዘሎ ኣግላሊ ሓባሪ መንገዲ ስግግር \ፍኖተ ካርታ\ ምኳኑ ይኸስስ።

ገዛኢ ፓርቲ ብወገኑ እቲ ስግግር ኣብ ፅቡቕ መንገዲ ከምዘሎ ብምሕባር ኣብ ቀንዲ ሃገራዊ ጉዳያት ምስ ተቓወምቲ ፓርትታት ይመክር ከምዘሎ ገሊፁ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG