ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ-መጠይቕ አትሌት ፈይሳ ሌሊሳ


ኣትሌት ፈይሳ ሌሊሳ
ኣትሌት ፈይሳ ሌሊሳ

ኣብ 2016 ናይ ሪዮ ኦሎምፒክ ናይ ማራቶን ውድድሩ ክዛዝም ከሎ ክልተ ኣእዳው ኣጣሚሩ ናይ ተቓውሞ ምልክት ዘርአየ ወዲ 26 ዓመት ኣትሌት ለሊሳ ፈይሳ ሎሚ ናብ ዋና ቤት ፅሕፈት ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ብኣካል ብምምፃእ ኣብዝተፈላለዩ መደባት ሬድዮ ድምፂ ኣሜሪካ ጋሻ ኮይኑ ውዒሉ’ሎ።

ብፍላይ ኣብ ናይ መንእሰያት መደብ ጋቢና ሰፊሕ ቃለ-መጠይቕ ኣካይዱ።

“ኣባላት ኮንግረስ ንኣተሓሕዛ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ብዝምልከት ረቂቕ ውሳነ ሓሳብ ምቕራቡ ከምዝፈለጠ ብምዝራብ ንሕና እውን እቲ ንሳቶም ዝሓተቱዎም ሕቶታት ኢና ንሓትት ዘለና፤ከም ኢትዮጵያዊያን መሰልና ንክሕሎ ኢና ንሓትት ዘለና”ኢሉ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ'ቲ ጸብጻብ ኣብ'ዚ ምስማዕ ይኽኣል።

ቃለ-መጠይቕ አትሌት ፈይሳ ሌሊሳ
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:13 0:00

አትሌት ፈይሳ ለሊሳ ምስ መደብ ጋቢና ቪ ኦ ኤ ዘካየዶ ቃለ-መጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG