ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

16 ሰልፍታት ኢትዮጵያ ጥምረት መስሪቶም


እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ መበገሲ ብምግባር ተቓወምቲ ሰልፍታት ኢትዮጵያ ሓደ ጥምረት ከምዝፈጠሩን ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ተገሊጹ።

ኣብ ፖለቲካ ንነዊሕ ግዜ ዝጸንሑን ብተዛማዲ ሓደስቲ ዝበሃሉን 16 ሰልፍታት ጥምረት ብምምስራት ጎንጽታት ኢህወደግ ብዝጀመሮ መንገዲ ክፍትሑ ኣይከኣሉን ክብሉ ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ ኣፍሊጦም።

16 ሰልፍታት ኢትዮጵያ ጥምረት መስሪቶም
please wait

No media source currently available

0:00 0:01:25 0:00

XS
SM
MD
LG