ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መኢኣድ " እሱራት ፖለቲካ ብዘይቅድመ ኩነት ብህጹጽ ይፈትሑ" ክብል መግለጺ ኣውጺኡ


ውድብ ሓድነት መላእ ኢትዮጵያ መኢኣድ መንግስቲ ኢህወደግ ኣብዚ እዋንዚ ይወስዶሎ ንዝበሎ ካብ ሕግን ስርዓትን ወጻኢ ናይ ሓይሊን ጭካነን ስጉምትታት ዘውግዝ መግለጺ ኣውጺኡ።

እሱራት ፖለቲካ ንዝበሎምውን ብዘይቅድመ ኩነት ብህጹጽ ይፈትሑ ክብል ሓቲቱ።

መኢኣድ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዝ ሃቦ መግለጺ ኣብዚ እዋንዚ እታ ሃገር ኣብ ታሪኻ ርእያቶ ዘይትፈልጥ ጨንፈር ብዙሕ ጸገም ኣትያላ ክብል ገሊጹ።

ነዚ ውን ተሃታቲ መንግስቲ ኢህወደግዩ ክብል ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ከሲሱ።

XS
SM
MD
LG