ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መራሕቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን `ውን ብዕረፍት ማንደላ ናይ ጽንዓትን ሞገስን መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

Schoolchildren hold candles and portraits of former South African President Nelson Mandela during a prayer ceremony at a school in the western Indian city of Ahmedabad, Dec. 6, 2013.
Schoolchildren hold candles and portraits of former South African President Nelson Mandela during a prayer ceremony at a school in the western Indian city of Ahmedabad, Dec. 6, 2013.

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ምትግባር ቁጠባዊ ሓርነትን ማሕበራዊ ማዕርነትን ደቡብ ኣፍሪቃ ኣገዳሲ`ዩ ክብሉ ኸለዉ፡ ቀ/ሚ ሃይለማርያም፡ ታሪኾም ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተዘከረ ክነብር`ዩ ኢሎም

ፕረሲደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂ፡ ምትግባር ቁጠባዊ ሓርነትን ማሕበራዊ ማዕርነትን ደቡብ ኣፍሪቃ ኣገዳሲ`ዩ ክብሉ ኸለዉ፡ ቀ/ሚ ሃይለማርያም፡ ታሪኾም ካብ ወለዶ ናብ ወለዶ እናተዘከረ ክነብር`ዩ ኢሎም;

መራሕቲ ዓለም ብዛዕባ ነልሰን ማንደላ ርእቶኦምን ናእዳኦምን ምውሓዞም ቀጺሎም ኣለዉ።
ካብ መንጎኦም፡ ፕረሲደንት ኣመሪካ፡ ፕረሲደንት ቻይና፡ ፕረሲደንት ብሪጣንያ፡ እስራኤል፡ ፍልስጤማውያን ካልኦት ብዙሓት ይርከብዎም።
ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ርኸቡ፡
World React
please wait

No media source currently available

0:00 0:04:48 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG