ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንእሰይ ኣርቲስት ሃለዋት ሓጎስ ንመሰል ደቀ-ንስትዮ ትደርፍ


ኣቦኣ ኣርቲስት ሓጎስ ገብሪሂወት፡ ብዲግሪ ድሕሪ ምምራቓ`የ ናይ ምድራፍ ድልየታ ክትቅጽሎ ኣፍቂደላ ይብል

ሃለዋት፡ ኣብ ሃረር ተወሊዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝዓበየት`ያ። ትግራይ ርእያቶ ኣይትፈልጥን። “ግን ትግራይ ክበጽሕ መደብ ኣለኒ” ትብል።

በታ “ጓል`ያቱ ተታሊለ ንገዛኻ ኣይኣቱ” ትብል ነጸላ ዜማኣ፡ ንመሰልን ክብርን ከምኣ ደቀንስትዮ ተሓሊቓላ።

ምስ ግርማይ ገብሩ ዝገበረቶ ምቁር ክብሃል ዝከኣል ዕላል ነዚ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ክትሰምዑ ትኽእሉ፡

XS
SM
MD
LG