ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ክልተ ተወሰኽቲ ጋዜጠኛታት ኢትዮጵያ ሃዲሞም ተባሂሉ


ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ብምንቃፍ ዝፍለጡ ክልተ ጋዜጠኛታት ካብ`ታ ሃገር ከምዝሃደሙ ይንገር ኣሎ

ዳሕረዎት ዝሃደሙ ጋዜጠኛታት፡ ኣቤ ቶኪቻው፡ ከምኡ ድማ ተስፋዬ ደጉ ይብሃሉ። ብኻልእ ወገን፡ ሎሚ ሰሉስ፡ 24 ሰባት ብግብረ ሽበራ ዝተኸሰሱ ኣብ ቤት ፍርዲ ጉዳዮ ክስማዕ ውዒሉ።

ኣባላቶም ዝተኣሰርዎም ኣቦ-መንበር ሰልፊ ሓድነት ዶ/ር ነጋሶ ጊዳዳ፡ ኣብ ልዕሊ ኣቶ ኣንዱኣለም ኣራጌን ኣቶ ናትናኤል መኮነንን ዝቐረበ ክሲ ግቡእ ከምዘይነበረ ይገልጹ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣሞ! ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG