ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮዽያ ሕምብርቲ ማኑፋክቸሪንግ ንክትከውን ትፅዕር


ዞባ ኢንዱስትሪ
ዞባ ኢንዱስትሪ

ኢትዮዽያ ዞባ ማኑፋክቸሪንግ ዓለምና ንምኳን‘ያ ትፅዕር‘ላ።ዓብዪ ዕድል‘ውን ኣለዋ።

ብመሰረት ፀብፃብ፣ኣብ‘ቲ ዞባ ኢንዱስትሪ ስራሕ ክንጅምር ኢና ኢሎም ዝተፈቀደሎምን ዝተረከቡን ዕስራ ወፃእተኛ ኩባንያታት ኣለው።

ኢትዮዽያ ሓንቲ ካብ‘ተን ቁጠበአን ብናህሪ ይዓብይ ዘሎ ሃገራት‘ያ።ከም‘ተን ካልኦት ግና ምዕባለኣ ብተፈጥሮኣዊ ፀጋታት ዝተመዝገበ ኣይኮነን። መንግስታዊ ኢንቨስትመንትን ናይ ወፃኢ ገንዘብን‘ዩ ምንጩ።

ትላዓል ዘላ ፖለቲካዊ ሓይሊ፣ኣብ ሶማልያን ካልኦት ሃገራትን ኣዝዩ ብዙሕ ዓቃቢ ሰላም ዘዋፈረትን ልዕሊ ተስዓ ሚልዮን ሒዛ ብበዝሒ ህዝቢ ኣብ‘ታ ኣህጉር ካልአይቲ ዝበዝሐ ህዝቢ ዘለዋ ኢትዮዽያ፣ደጊም ናብ ሓድሽ ቁጠባዊ ዘመን ትሰጋገር ኣላ።

ንሙሉእ ሪፖርት ይስምዑ
please wait

No media source currently available

0:00 0:06:11 0:00
መራገፊ

XS
SM
MD
LG