ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሮኬት ናብ ህዋ ክውንጭፍ'የ ትብል ኢትዮጵያ!


ሮኬት ቅድሚ ምውንጫፋ
ሮኬት ቅድሚ ምውንጫፋ

ኢትዮጵያ “ኣልፋ-መለስ ንዝተባሃለት ሮኬት ኬሚካል ኣብ ውሽጢ ዓመት ንምውንጫፍ ትቀራረብ ከምዘላ ዋና ኣካያዲ ፕሮጀክት ስራሕ ስይንስ ኤሮስፔስን ኢንጂኔሪንግ ዳይናሚክስ መለስ ገሊፁ።

ኣብዚ መደብ እዚ ካብ ደገ ዝመፅእ ፍልጠታዊን ንዋታዊን ሓገዝ ከምዘይህሉ ዝጠቅስ ኣቶ ሙሉዓለም እታ ሮኬት ተሰሪሓ ምስተሓምበበት ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝፈጥሮ መንፍስን ስምዒትን ላዕሊ ከምዝኸውን ሓቢሩ።

ኣቶ ሙሉዓለም ሃይለማርያም፡እታ መደብ ዝተታሓዘላ ሮኬት ኣልፋ-መለስ ሮኬት ከምትባሃልን፡እቲ ፕሮጀክት ዕውት ምውንጫፍን ምምላስ እታ ሮኬት እንተተፈፂሙን ካልእ ሮኬት ናብ ቅናተ-ህዋ (ኦርቢት) ንምልኣኽ ራኢ ኣሎና ኢሉ።

please wait

No media source currently available

0:00 0:12:16 0:00

XS
SM
MD
LG