ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታት ትካል ምግቢ ዓለም ንዝተፈፀመ መጥቃዕት መንግስቲን ደባይ ተዋጋእቲን ንሓድ ሕዶም ተኻሲሶም


ኣብ ኢትዮጵያ አበይ ከምዝአተዉ ዘይተፈልጡ ክልተ ሰራሕተኛታት ትካል ምግቢ ዕለም ንምርካብ ምስ መንግስቲ ሓደ ናይ ሓባር ኣካል ከም ዝመስረተ ኣብ ኢትዮጵያ ቤት-ፅሕፈት ትካል ምግቢ ዓለም WFP አፍሊጡ።

መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ተግባር ዝፈፀመ ግንባር ሓርነት ኦጋዴን'ዩ ኢሉ'ሎ። ግንባር ሓርነት ኦጋዴን ብወገኑ ሓይልታት መንግስቲ'ዮም ነቲ መጥቃዕቲ ዝፈፀሙ ይብል።

እቲ ህይወት ሓደ ሰብ ዝተቀትለሉ መጥቃዕቲ ዝተፈፀመ ዝሓለፈ ዓርቢ ኣብ ክልል ሶማሌ'ዩ።

ነቲ ተግባር መን ከም ዝፈፀመ ከም ዘይፈልጣ ገሊፀን። በቲ መጥቃዕቲ ካብ ዝተቀትለን ዝቆሰለን ብተወስኺ ክልተ ሰራሕተኛታት አበይ ከም ዝአተዉ አይፍለጥን ክብላ'ውን ገሊፀን።

ኣብዚኣ'ሞ

ዚምባብወ ድሕሪ ሙጋበ ሕጂውን በቲ ገዛኢ ሰልፊ ምሕደርኣ ክቕጽል'ዩ። እዚ ኣብ'ታ ሃገር ዝተራእየ ለውጢ እምበኣር

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG