ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ሓይልታት ፀጥታ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ መሰላት ጥሒሶም ይብል ምንስቴር ጉዳያት ወፃኢ US


US.State Department logo
US.State Department logo
ምንስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዩናይትድ ስቴትስ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ዓለም ብዝምልከት በብዓመቱ ዓመታዊ ሪፖርት የውፅእ።ንኢትዮጵያ ዝምልከት ኣብ ናይ 2013 ኣ/ፈ 38 ገፃት ዝሓዘ ሪፖርቱ ሓይልታት ፀጥታ ንሰብኣዊ መሰላት ጥሒሶም ይብል።

እቶም ቀንዲ ፀገማት መግሃስቲ ይብል እቲ ዝወፀ ፀብፃብ ምድራት ሃሳብካ ምግላፅን ምውዳብን ምዃኑን እዚ ድማ ብማእሰርቲ፣ፖለቲካዊ ዝመበገሱ ፍርዲ፣ምንክልባት፣ንኣባላት ተቓወምትን ንጋዜጠኛታትን ምፍርራሕን ምድራት ሕትመት መራኸቢ ብዙሃንን ከምዘጠቓልል ይሕብር።ዘርዝሩ የድምፁ።

መራገፊ
XS
SM
MD
LG