ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ኣብ ኢትዮጵያ ተቃውሞ ሰልፊ ዝተጋፍሓ ህዝቢ ለውጢ ስለዝደልይ’ዩ” ዶ/ር መረራ ጉዲና


ዶ/ር መረራ ጉዲና
ዶ/ር መረራ ጉዲና

ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ዝተራእየ ናይ ተቓውሞ ሰልፍታት ዝተጋፈሐ ህዝቢ ባዶ መብጽዓ መንግስቲ ዘይኾነስ ናይ ሓቂ ለውጢ ክርእይ ስለዝደልይ’ዩ ክብሉ መራሒ ተቃዋሚ ፓርቲ ኢትዮጵያ ፈደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ዶ/ር መረራ ጉዲና ገሊጾም።

እንተኾነ ግን መንግስቲ ኣብ ቀረባ እዋን ከተግብሮ’የ ኢሉ ዝገለጾ ለውጢ ፖለቲካ ኣዝዩ ውሑድን ዝደንጎየን’ዩ ኢሎም።

እቲ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ናይ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮምያ ዝተራእየ ተቓውሞ ሰልፍታት ህዝባዊ ምንቅስቃስ’ዩ ክብሉ ዝገለጹ ኣቦ መንበር ፈደራሊስት ኮንግረስ ኦሮሞ ዶ/ር መረራ ጉዲና መንግስቲ ንጠለባት ህዝቢ ክሰምዕ ጸዊዖም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይኽኣል።

“ኣብ ኢትዮጵያ ተቃውሞ ሰልፊ ዝተጋፍሓ ህዝቢ ለውጢ ስለዝደልይ’ዩ” ዶ/ር መረራ ጉዲና
please wait

No media source currently available

0:00 0:02:42 0:00

XS
SM
MD
LG