ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“10.8 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ተጸበይቲ  ሓገዝ ክዀኑ’ዮም” ሕቡራት ሃገራት 

“10.8 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ተጸበይቲ  ሓገዝ ክዀኑ’ዮም” ሕቡራት ሃገራት 
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:23 0:00

“10.8 ሚልዮን ኢትዮጵያውያን ተጸበይቲ  ሓገዝ ክዀኑ’ዮም” ሕቡራት ሃገራት 

ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ብሓባር ኣብ ዘውፅኡዎ መግለፂ፣ ኣብ ዝመፅእ ወርሒ ሓምለ፣ ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ቁጽሪ ተፀበይቲ ሓገዝ ናብ 10.8 ሚሊዮን ከም ዝዓቢ ኣመልኪቱ።

ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ኢትዮጵያ ሓደጋ ድርቂ ከም ዘጋጠመ ዝሓበረ እቲ መግለፂ፡ እቲ ዝኸፈአ ግን ኣብ ክልላት ትግራይ፡ ኣምሓራን ዓፋርን ከም ዝኾነ የረድእ። ሕቡራት ሃገራት’ውን ነቲ ቅልውላው ንምዕጋት ናይ 3 ቢልዮን ዶላር ሓገዝ ንምትእኽኻብ መዲቡ ምህላዉ ኣፍሊጡ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG