ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ጥቃ ከተማ ኣዳማ ክልተ ኣገልገልቲ ቤተክርስትያን ብዕጡቓት ተቐቲሎም


ከተማ ኣዳማ
ከተማ ኣዳማ

ኣብ ኢትዮጵያ ጥቃ ከተማ ኣዳማ ዝርከብ ቤተ ክርስትያን ኣርቱ ቅድስቲ አርሴማ ክልተ ኣገልገልቲ ለይቲ ንኣገልግሎት እናተዳለዉ ከለው መንነቶም ብዘይተፈልጡ ዕጡቃት ከምዝተቀትሉን ካልኦት ተጨውዮም ዝተወስዱ ምህላዎም’ውን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ሃገረ ስብከት ዞባ ምብራቅ ሸዋ መጋቢ ጥበባት ጌቱ ገሊፆም’ለዉ። ስነ- ስርዓት ቀብሪ ዝሞቱ ኣገልገልቲ ቤተ ክርስትያን ሎሚ ከምዝተፈፀመ ተገሊፁ’ሎ። ካብ ሰበ-ስልጣን ክልል ኦሮምያ ሓበሬታ ንምርካብ ዝተገብረ ፃዕሪ አይሰለጠን።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG