ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ንመሰጋገሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ዝኸውን ባይታ የሎን” ሲቪል ማሕበራት

“ንመሰጋገሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ዝኸውን ባይታ የሎን” ሲቪል ማሕበራት
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:13 0:00

“ንመሰጋገሪ ፍትሒ ኢትዮጵያ ዝኸውን ባይታ የሎን” ሲቪል ማሕበራት

“ግጭትን ተደራራቢ ስእነት ፀጥታን ኣብ ዝርኣየሉ ዘሎ እዋን ንመሰጋገሪ ፍትሒ ዝኸውን ረቂቕ ንድፊ ክሰጋገርን ናብ ህዝቢ ክወርድን” ሸሞንተ ሲቪል ማሕበራት ኢትዮጵያ ብሓባር ኣብ ዘውጽኡዎ መግለፂ ጸዊዖም። ካብ መንጎ’ቲ ክፍተት፡ ኣብ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሓይልታት ሰራዊት ኤርትራ ተፈፂሙ ንዝብሃል በደል ፍትሒ ክወሃብ ከም ዘይክእል እቶም ማሕበራት ይምጉቱ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG