ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ARDUF ማለት ግንባር ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ሓድነት ዓፋር ዝተባህለ ዕጡቕ ጉጅለ ዝሓዝክዎም ሰባት ኣብ ፅቡቅ ኩነታት አለው ክልቀቁ'ውን ይኽእሉ'ዮም ኢሉ


ግንባር ሰውራዊ ዲሞክራስያዊ ሓድነት አርዱፍ ዝተባህለ ጉጅለ ደባይ ተዋጋእቲ 2ተ ጀርመናውያን 2ተ ኢትዮጵያውያን ሒዙ ከምዘሎን አብ ፅቡቅ ኩነታት ጥዕና ከም ዘለውን ክልቀቁ ከምዝኽእሉን ኣብዚ ዝሓለፈ መወዳእታ ሰሙን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ አፍሊጡ'ሎ።

እቲ ጉጅለ ድሕሪ'ቲ ናይ ዝሓለፈ ሰሙን አብ ኢትዮጵያ ክሊ ዓፋር ዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ንፈለማ ጊዜ አብ ዝሃቦ መግለፂ 'ዩ ነዚ አፍሊጡ።

ኣብ ሚኒስትሪ ወፃኢ ኢትዮጵያ በዓል ስልጣን ዝኾኑ አቶ ጌታቸው ረዳ ብወገኖም አርዱፍ ዝበሃል ጉጅለ ደባይ ተዋጋእቲ የለን መንግስቲ ኤርትራ ካብ ሓላፍነት ንምህዳም እቲ ጉዳይ ዝተፈፀመ ኣብ ኢትዮጵያ ብዘሎ ምንቅስቃሳት ዝተገብረ'ዩ ንምባል ዝገበሮ'ዩ ይብሉ።

ሙሉእ ትሕዝትኡ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG