ኣካፍል
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ነርስታት ወይ ኣለይቲ ሕሙማት ብዕድመ ግልጋሎት ስራሕ ንረኽቦ ዝነበረ ዕብየት መሃያ ተኸሊእና ክብሉ ይጠርዑ'ለው።
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ብወገኑ እቶም ሰራሕተኛታት ዘቅረብዎ ጥርዓን ቅቡል'ዩ ኢሉ'ሎ።