ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ራያ ኣላማጣ ተሸይጡ ዝተባህለ ንሓገዝ ዝመፀ እኽልን ምላሽ ምምሕዳርን


ኣብ ትግራይ ወረዳ ራያ ኣላማጣ ንሓገዝ ዝመፀ እኽሊ ተሸይጡ ንመዐደጊ ዘመናዊ ድኹዒ ክውዕል ይግበር'ሎ ክብሉ ነበርቲ እቲ ከባቢ ይጠርዑ ኣለዉ።

ዋና ኣማሓዳሪ ወረዳ ራያ ኣላማጣ - ትግራይ
ዋና ኣማሓዳሪ ወረዳ ራያ ኣላማጣ - ትግራይ

ዋና ኣማሓዳሪ እቲ ወረዳ ድማ ነቲ ሓበሬታ ምስ ረኸቡ ናብ ጣብያታት ወሪዶም ንኣማሓደርቲ እተን ጣብያታት ከምዝሓተትዎምን እቶም ኣማሓደርቲ እውን እቲ ተግባር ከምዘይፈፀምዎ ነጊሮምኒ እዮም ይብሉ።

ይኹን እምበር ሕጂ እውን ክፃረ ዝግበኦ እንተሃልዩ ባዕለይ ናብ ሕብረተሰብ ወሪደ ክሓትትን ከፃርን እየ፤ ከምኡ ዝገበረ እንተሃልዩ ድማ ሕጋዊ ስጉምቲ ክውሰዶ እዩ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ጸብጻብ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:05:45 0:00

XS
SM
MD
LG