ኣካፍል
ርእይቶታት ንምርኣይ
መሕተሚ
No media source currently available
መንሽሮ ጎረሮ ሳልሳይ ጠንቂ ሞት መንሽሮ ኣብ ኢትዮጵያ ኰይኑ ኣሎ
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተዳለወ መድረኽ ዝቐረበ መጽናዕቲ መንሽሮ ጎረሮ ንመንሽሮ ማህጸንን ጡብን ስዒቡ ሳልሳይ ቀታሊ ሕማም ምዃኑ ተመልኪቱ። እዚ ሕማም ዛጊት መጠን ዘስዕቦ ዕንወት ዝግብኦ ኣቓልቦ ከምዘይረኸበ ተመራመርቲ እቲ ዓውዲ ይገልጹ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኽበ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክ ኣል።
ቅጥዒ