ካብ ሓሙስ ጀሚረን ዝተዓጽዋ ገሊኤን ትምህርቲ-ቤታት ገና ስርሐን ኣይጀመራን። መንግስቲ ነቶም መማህራን እንተዘይተመሊስኩም ብሕጊ ክትሕተቱ ኢኹም ዝብል መጠንቀቕታ ኣውጺእሎም ኣሎ።
ገለ ተመሃሮ ኣብ እዋን ፈተና፡ ከምዚ ምዃኑ፡ ንብደል ኣለና ክብሉ የማርሩ፡
ንምሉእ ትሕዝትኡ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡
መበገሲኡ ወሰኽ መሃያ`ይ ይብሃል