ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ካብ ስርሖም ዝተባረሩ መማህራን ብብቕዓት ስርሖም ሽልማት ይረኽቡ ዝነበሩ'ዮም' ይብሉ ገለ መማህራን


ናይ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚኒስተር አቶ መለስ ዜናዊ ኣብ ናይ ፓርላማ ዘረበኦም ካብ ዝተዛረበሉ ጉዳያት ሓደ ፣ ኣብ አዲስ አበባ ደቡብን ሰሜንን ጎንደር ኣብ ዝርከባ ሓደ ሓደ አብያተ ትምህርቲ ዝተኻየደ ናይ መማህራን ስራሕ ጠጠው ናይ ምባል አድማ'ዩ ኔሩ።

ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ኣብቲ ዘረበኦም ፀገም ብቅዓት'ቶም መማህራን አልዒሎም'ዮም።

አብዚ ዘረባ'ቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ንሬድዮ ድምፂ አሜሪካ ርኢቶኦም ዝሃቡ ገለ መማህራን እቶም ዝፈልጥዎም ዝተባረሩ መማህራን አለው ዝበሃሉ ፍሉጣትን ንፍዓትን ብአፈፃፅማ ስርሖም ርእሳነ መማህራኖም ዝምስክርሎምን ገለ ካብአቶም'ውን ወለዲን ካልኦትን አብ ዝተረኽብሉ ዝተሸለሙን'ዮም ኢሎም።

ሙሉእ ፀብፃብ ንምስማዕ ናብ ምልክት ድምፂ ብምኻድ ጠውቁ

XS
SM
MD
LG