ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማል ብሰንኪ ደርቂ ሓያለ ሰባት ከምዝሞቱን ጥሪት ከምዝሃለቁን ነበርቲ ይገልጹ

ፋይል- ክልል ኣፋር
ፋይል- ክልል ኣፋር

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማል ዞባ ስጢ ወይ ሽነለ ብሰንኪ ድርቂ ቅድሚ ኣዋርሕ ተኸሲቱ ዝነበረ ሓደጋ ከይድገም ንናይ ፌደራል ምክልኻል ሓደጋ ድልውነትን ጨንፈር ውሕስነት መግቢን ከምዘፍለጡ ካብ ህዝቢ እቲ ከባቢ ዝመጻእና ኢና ዝበሉ ኣባላት ገሊጾም።

ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማል ዞባ ስጢ ወይ ሽነለ ብሰንኪ ድርቂ ቅድሚ ኣዋርሕ ተኸሲቱ ዝነበረ ሓደጋ ከይድገም ንናይ ፌደራል ምክልኻል ሓደጋ ድልውነትን ጨንፈር ውሕስነት መግቢን ከምዘፍለጡ ካብ ህዝቢ እቲ ከባቢ ዝመጻእና ኢና ዝበሉ ኣባላት ገሊጾም።

ሕጂ’ውን ዝወሃብ ረድኤት እኹል ከምዘይኾነን ንሓደ ሓደ ከባቢታት ከኣ ረድኤት ከምዘይበጽሕን ብተወሳኺ ገሊጾም። እቲ ጸገም ድማ ስእነት ሰናይ ምሕደራ እዩ ኢሎም።

ብመሰረት ዝረኸብናዮ ጸብጻብ ኣብ ክልል ሶማሌ ኣብ ዞባ ሸኒለ ዘሎ ኩነታት ንፈዴራል መንግስቲ ንምግላጽ ዝተጻሕፈ ደብዳቤ ካብ ክብደት’ቲ ደርቂ ዝተላዕለ ሓያለ ሰባት ከምዝሞቱን ቁጽሮም ንምግላጽ ዘጸገም ጥሪት ከምዝሃለቁ ይገልጽ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG