ትንታነ -- ካብ ኣዋጅ ኣንካራ መን’ዩ ረባሒ?
ኣብ መንጎ መንግስታት ሶማልያን ኢትዮጵያን ብ11 ታሕሳስ 2024 ኣብ ኣንካራ ቱርኪየ ዝተበጽሐ ምርድዳእ ብሓያሎ ሃገራት ማለት ከም ኣመሪካ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረትን ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ዝመሰሉ ውድባትን ዓቢ ተቐባልነት ረኺቡ ኣሎ። ብመሰረት ኣዋጅ ኣንካራ፡ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ልኡላዊ ስልጣን ሶማልያ፡ ተጠቃሚት ኣፍደገ ባሕሪ ሶማል ክትከውን ተረዳዲአን ኣለዋ። ዕጫ’ቲ ኣብ ባሕቲ ጥሪ 2024 ዝተበጽሐ መዘከር ስምምዕ ምስ ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድ ግን ዛጊት ኣይነጸረን።
ኢፒሶዳት
-
ታሕሳስ 13, 2024ሓገዝ ኣመሪካ ኣብ ምምሕዳር ትራምፕ ከም ዘለዎ ዲዩ ክቕጽል?
-
ታሕሳስ 12, 2024ምርኢት ዲጂታላዊ ስራሓት ኤክስፖ
-
ታሕሳስ 11, 2024ቤተ-ጥበብ ምንያ -- ንተሃድሶን ጥበብን
-
ታሕሳስ 11, 2024ዶናልድ ትራምፕ ኣብ ጉዳይ ሶርያ
-
ታሕሳስ 10, 2024ሲሃም ዓሊ -- 12 ዓመታት ኣብ ማእሰርቲ