ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፣ ጎንጽታት ንምፍታሕ ስራሕቲ ጸጥታን ደሕንነት ኣብ ትሕቲ ሓደ እዚ ኣትዩ


ኣብ ኢትዮጵያ ክልላት ኦሮምያን ሶማሌን ሓዊሱ ኣብታ ሃገር ዝረአ ጎንጽታት ንምፍታሕ ኣብ ፈደራልን ክልልን ዘለው ስርሓት ጸጥታን ደሕንነትን ኣብ ትሕቲ ሓደ እዚ ክሕቆፍ ከምዝተገብረ ሚንስትር መኸላከሊ ሲራጅ ፈጌሳ ኣፍሊጦም።

ሎሚ ቅነ ንጋዜጠኛታት ውሽጢ ሃገር መግለጺ ዝሃቡ ሓላፊ ቤት ምኽሪ ሃገራዊ ደሕንነት ብዛዕባ’ቶም ጎንጽታት ዘለዎም ከባቢታት እታ ሃገር ተዛሪቦም።

ይኽሰቱ ዘለው ጎንጽታት ንዜጋታት መሰል ንምንቅስቃሶም ወሲኑ ምንባሩን በዚ ተበጊሱ ኣብ ፈደራልን ክልልን ዘለው ስራሓት ኣብ ትሕቲ ሓደ እዚ ክኾኑ ከምዝትገብረ ኣረዲኦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG