ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ፤ ኣብ ክልል ትግራይ ዝተፈጸሙ ግህሰታት ዝምልከት ዝካየድ መርመራ ደው ከብል ተካይዶ ዝነበረት ጻዕሪ ደው ከምተብሎ ተገሊጹ


ኢትዮጵያ፡ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝተፈጸሙ መግሃስታት ከይምርምር ደው ንምባል ክትገብሮ ዝጸንሐት ፃዕሪ ጠጠው ከም እተብሎ ተገሊጹ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ምዕራባዊያን ሃገራት ብዘገብሩዎ ድፍኢት ምዃኑ ተዓዘብቲ ንኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ገሊፆም።

XS
SM
MD
LG