ዋሽንግተን —
ኢትዮጵያ፡ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝተፈጸሙ መግሃስታት ከይምርምር ደው ንምባል ክትገብሮ ዝጸንሐት ፃዕሪ ጠጠው ከም እተብሎ ተገሊጹ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ምዕራባዊያን ሃገራት ብዘገብሩዎ ድፍኢት ምዃኑ ተዓዘብቲ ንኣገልግሎት ዜና ሮይተርስ ገሊፆም።