ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ባዶ ተበጊሱ ሚልየነር ዝኾነ ቴክኖሎጂስት


EP
EP
ክልተ ሽሕ ቅርሺ ሒዙ ቅድሚ ዓሰርተ ዓመት፣ኣብ መቀለ ትግራይ ኣብ ፅብብ ዝበለ ቦታ መንከሽከሽን ፈርኔሎን ብምስራሕ ዝጀመረ ወናኒ ኤልያስ ፓወር ኤልያስ ገ/ማርያም ሎሚ ገዘፍቲ ማሽነሪታት ይሰርሕ ከምዘሎ ይዛረብ።

'ኤልያስ ፓወር ኤሌክትሮሜካኒካል' ኣብ‘ዚ እዋን‘ዚ ልዕሊ ዕስራ ሚልዮን ቅርሺ ከምዘንቀሳቅስ‘ውን ይጠቅስ።

ኣብ ዓውዲ ማኑፋክቸሪንግ ከምዝነጥፍ ዝገልፅ 35 ዓመት ዝዕድሚኡ ኤልያስ፣ኢትዮዽያ ካብ ወፃኢ ተእትዎም ንዝነበረ ዝተፈላለዩ ፍርያት ኣብ ሃገር ንክስርሑ ብምግባር ዘይናዓቅ መጠን ሸርፊ ወፃኢ ምድሓን ተኻኢሉ ኣሎ፣ኣብ ስግግር ቴክኖሎጂ‘ውን እጃም ኣለና ይብል።
Elyas Power
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:39 0:00
መራገፊ

2ይ ክፋል ቃለ-ምልልስ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:52 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG