No media source currently available
መዓልታዊ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ደቂ ተባዕትዮ ከም ኣቦታቶምን ኣባሓጎታቶምን ኣብቲ ዓሙቕ ሽንጥሮ ደናክል ኢትዮጵያ ብምትእኽኻብ ጥንታዊ መሳርሒታት ብምጥቓም ኣብ ማዕድን ጨው ይወፍሩ። እቶም ኣብ ማዕድን ጨው ዝወፈሩ ንዘውጽእዎ ጨው ኣብቲ ተመራመርቲ ታሪኽ ድሕሪ 6ይ ክፍለ ዘመን ተሪፉ’ዩ ብዝበልዎ አገባብ ኣብ ኣግማሎም ጽዒኖም ናብ መሸጣ የቕርቡ።
ርእይቶታት ንምርኣይ
መውሃቢ ርእይቶ ኣብ ፈይስቡክ