ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ካብ ኣዲስ ኣበባ ናዝሬት ዘመናዊ ጽርግያ ይስራሕ ኣሎ


እቲ 8ተ ቢልዮን ብር ከድልዮ`ዩ ዝተባህለሉ ጽርግያ ክሳብ 5ተ ዓመት ክዛዘም`ዩ ተባሂሉ`ሎ

ኣብ ናይ ኢትዮጵያ በዓል ስልጣን መንገዲ ሓላፊ ህዝባዊ ርክባት ኣቶ ሳምሶን ወንድሙ፡ እቲ ጽርግያ 4ተ ብ4ተ መኻይን ክሓልፋሉ ዝኽእላ ኮይኑ ክስራሕ`ዩ ኢሎም።

ንምሉእ ጸብጻብ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡

ኣብዚኣ'ሞ

ኣብዚኣ'ሞ! ብመሰረት ክወሃብ ዝጸንሐ ሓበሬታታት ኤርትራ ኣብ ጉዳይ ሶማል ዝጸንሓ መርገጺ

እዚ ሳይንቲፊካዊ ዘይኮነ መዐቀኒ ህዝባዊ ርእይቶ፤ ንርእይቶ ወሃብቱ ጥራይ እዩ ዘመልክት

XS
SM
MD
LG