ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ምቁራፅ በረራታት ኣየር ናብ ሊባኖስ ዜጋታት ኣብ ምውፃእ ዕንቅፋት ምፍጣሩ ኢትዮጵያ ኣፍሊጣ


 ካብ ሊባኖስ ዝተመልሱ ኢትዮጵይዊያን
ካብ ሊባኖስ ዝተመልሱ ኢትዮጵይዊያን

ኣብ ሊባኖስ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 125 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ምምላሶም ሚንስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ።

ወሃቢ ቃል እቲ ሚንስትሪ ኣምባሳደር ነቢያት ጌታቸው ልዕሊ 5,000 ኢትዮጵያዊያውን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ምምዝጋቦም ንድምፂ ኣመሪካ ተዛሪቡ። እንተኾነ ግን ምቁራፅ በረራን ኣብ ሊባኖስ ዘሉ ዘፀግም ኩነታትን ንናይ ዜጋታት ናይ ምምላስ መስርሕ በዳሂ ከም ዝገበሮም ኣመልኪቶም።

ብመንግስቲ ዝተወሃበ ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ሓዊሱ ናብ ሃገሮም ንምምላስ ዝደልዩ ኢትዮጵያዊያን ንምውፃእ ፃዕሩ ቀፂሉ ኣሎ ክብሉ ተዛሪቦም ይብል።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG