ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

“ንምህናጽ ዓብይ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምስ ግብጺ ዝካየድ ዘሎ ልዝብ ኣይተቋረጸን” ዶ/ር ስለሺ በቀለ


 ፋይል- ኣኼባ ካርቱም
ፋይል- ኣኼባ ካርቱም

ንምህናጽ ዓብይ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ብዝምልከት ምስ ግብጺ ዝካየድ ዘሎ ልዝብ ኣይተቋረጸን፡ መጽዕናቲ፡ተጽዕኖ’ውን ቀጺሉ’ሎ ክብሉ ሚንስትር ማይ፡መስኖን ሓይሊ ኤሌትሪክ ኢትዮዮጵያ ኣፍሊጦም።

ድሕሪ’ቲ ናይ ካይሮ ኣኼባ ሚንስትራት ዝወጹ ጸብጻባት ኣመልኺቶም መግለጺ ዝሃቡ ሚንስትር ዶ/ር ስለሺ በቀለ፡ “ ንሕና ንፈልጦ እቲ ልዝብ ኣብ ካርቱም ከምዝቅጽል’ዩ” ኢሎም ኣለው። ግብጺ ኣብ መበገሲ’ቲ ጸብጻብ መጽናዕቲ ዝነበረ ስምምዕ ዘይምስዓባ ኢትዮጵያ ኣብ ዘይነበረትሉ ዝተረፈመ ናይ 1959 ዓ./ም ስምምዕ ማእከል ክገብር ምድላይ ገለ ካብቶም ፍልልያት ምኳኖም እውን ዶ/ር ስለሺ ገሊጾም።

ዶ/ር ስለሺ ብተወሳኺ ኣብቲ ንሶም ዝተኻፈልሉን ብዘይስምምዕ ዝተዛዘመ ናይ ካይሮ ኣኼባ ንፈለማ ጊዜ ኣብ ዝሃብዎ መግለጺ BRL ዝተባህለ ትካልን ሓጋዚኡን ኣብ ዓብይ ግድብ ህዳሴ ዘካየድዎ መጽናዕቲ ኣብ መስከረም 2018 ከምዝጅምር ኣፍሊጦም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG