ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ርፅም ሰራዊት ኢትዮዽያን ዕጡቃት ’ተቃወምቱን’


ETHIOPIA
ETHIOPIA

ኣብ`ቲ ዝተኻየደ ኹናት ክልቲኦም ተጻረርቲ ወገናት ተዓዊትና ይብሉ

ብመንግስቲ ኤርትራ ተዓሊሞም ኣብ ኢትዮዽያ ኣትዮም ንልምዓት ከተዓናቅፉን ግብረ ሸበራ ክፍፅሙን ተላኢኾም ነይሮም ዝተባሃሉ ዕጡቃት ዶብ ከይሰገሩ ከምዝተወቅዑ ኢትዮዽያ ገሊፃ።

ንመንግስቲ ኢትዮዽያ ዝቃወም ዕጡቅ ሓይሊ ሓርበኞች ግና ምስ ምንቅስቃስ ነፃነት ህዝቢ ጋምቤላ ተሓጋጊዙ ነቲ መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ወሃቢ-ቃል ሓርበኛታት ገሊፆም‘ለው።

ንሙሉእ ሪፖርት ክተሰምዑ ኣብ‘ዚ ጠውቁ
Ethiopia-Rebel-Clash
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:11 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG