እቶም ዕጡቓት ካብ ጎደሬ ናብ ጋምቤላ ትጉዓዝ ዝነበረት ኣውቶቡስ ጠጠው ኣቢሎም 19 ሰባት ዝቐተሉ ሰባት፡ መንነቶም ዘይፍለጡ ጸረ-ሰላም ጉጅለታት`ዮም ይብሉ ኣመሓዳሪ ክሊ ጋምቤላ ኣቶ እሙድ።
መብዛሕቲኦም ተሳፊሮም ዝነበሩ ተማሃሮ`ዮም `ውን ይብሉ። “መኪና ጠጠው ኣቢሎም፡ ገንዘቦምን ንብረቶምን ድሕሪ ምውሳድ`ዮም ቀቲሎሞም፡ 19 ተቐቲሎም፡ 8 ድማ ቖሲሎም ኣለዉ”
ነቲ ዜና ንምስማዕ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቑ፡