ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፖሊስ ሰልፊ በቲኑ፡ 16 ሰባት ቆሲሎም


2ተ ሺሕ ዝኾኑ እምነት ይሁዳ ዝቕበሉ ኢትዮጵያውያን፡ መሰል ዜግነት እስራኤል ንምሕታት ኣብ ጥቓ ኢምባሲ እስራኤል ተሰሊፎም

ፖሊስ ነቶም ሰልፈኛታት ንምብታን ኣባትር ዝተጠቐመ ክኸውን ከሎ፡ ናይ ምስላፍ ፍቓድ ኣይነበሮምን ይብል።

ኣብቲ ቦታ ዝተረኸበ ጋዜጠኛ ከም ዝሓበሮ፡ ፖሊስ ነቶም ሰልፈኛታት ንምብታን ሓይሊ ከምዝተጠቐመን፡ ሓደ ብጽኑዕ ዝቖሰለ ሰብ ዝርከቦም 16 ሰባት ከምዝቖሰሉን፡ 21 ብፖሊስ ከምዝተኣሰሩን ኣረጋጊጹ`ሎ።

ንምሉእ ትሕዝቶ ኣብ ምልክት ድምጺ ጠውቕ፡

XS
SM
MD
LG