ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንዝኣሰሮም ሰባት ብሓይሊ እመኑ እናበለ የሳቕዮም ኣሎ ይብል መድረኽ


መንግስቲ ከምቲ ናይ ሰሜን ኣፍሪቃ ዝበለ ናዕቢ ህዝቢ ከይልዓሎ ፈሪሑ`ሎ `ውን ይብል

ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ፡ መሰላት ዜጋታት ዝጠሓሰላ፡ ሓሳብካ ናይ ምግላጽ መሰል ዝተዓፈነላ ከምኡ`ውን ናጻ ዳኝነት ዝጠፈኣላ ሃገር ኮይና`ላ ዝበለ መድረኽ፡ ብፍላይ ኣብ ከባቢ ኦሮምያ ዝርኣይ በደል ኣዚዩ ዝኸፍአ`ዩ ይብል።

ተወላዶ ኦሮሞ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባን ኣብ ካልኦት ብዙሓት ዩኒቨርሲታትን ይእሰሩ`ለዉ ዝበለ መድረኽ፡ ዓለም-ለኸ ማሕበረሰብ ነዚ ክግንዘብ ኣይከኣለን ኢሎም።

ብዛዕባ`ዚ ክሲ ካብ መንግስቲ ምላሽ ንምርካብ ዝተገብረ ጻዕሪ ኣይሰመረን፡

XS
SM
MD
LG