ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ፍቕሪ ሃገር ማለት ፍቕሪ ህዝቢ ማለት'ዩ' ኢሎም መራሒ ኢትዮጵያ


ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ
ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ

መራሒ ኢትዮጵያ ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝሃገራዊ መንፈስ ኣብ ልብና ክሰርጽ ይግባእ’ ዝብል ጻውዒት ኣቅሪቦም።

ንሶም ነዚ ጻውዒት’ዚ ዘቅረቡ፣ ሎሚ ኣብ ሃረር ኣብ ዝተኸብረ መበል 11 መዓልቲ ብሄራትን ብሄረሰባትን’ዩ።

ቀ/ሚ ኃይለማርያም ደሳለኝ ‘ፍቕሪ ሃገር ማለት፣ ፍቅሪ ህዝባ ማለት’ዩ፣ ብምትሕልላይን ብምክብባርን ከምኡውን ኣብ ሓባራዊ ተረባሕነት ተመስሪቱ ኣብ ውሽጥና ዝያዳ ክጠናኸር ኣለዎ’ ኢሎም።

ኣብ’ቲ በዓል መራሕቲ ሱዳን፣ ጂቡቲን ሶማልያን’ውን ተረኺቦም ኣለው።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:51 0:00

XS
SM
MD
LG