ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኢትዮጵያ - ብሰንኪ ግጭት ዋጋ ጣፍ ብክልተ ዕጽፊ ምውሳኹ ተገሊጹ


ዕዳጋ ጣፍ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ- ፋይል
ዕዳጋ ጣፍ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ- ፋይል

ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዝረኣ ዘሎ ግጭታት ዋጋ ጣፍ ልዕሊ ክልተ ዕጽፊ ከም ዝወሰኸ ተሓቢሩ።

ብሰንኪ ግጭት ዋጋ ዝንህር ዘሎ እኽሊ ጣፍ ጥራይ ዘይኮነ ከም ሽጉርትን ካልእ መሰረታዊ ነገራትን ምዃኑ`ውን ሸማቶ የማርሩ።

ናይ ሕቡራት ሃገራት ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ምትሕብባር ትማሊ ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ ድማ፡ ኣብ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሞን ብሰንኪ ዝቐጸለ ግጭት ዋጋ ጣፍ ኣብዘን ዝሓለፋ 11 ኣዋርሕ ጥራሕ ብ15 ሚእታዊት ከም ዝነሃረ ሓቢሩ`ሎ።

ናይ ኢትዮጵያ ጉዳይ ምክትታል ዕዳጋ ብወገኑ ብዘካየዶ ዳህሳስ ዝተፈላለዩ ሸቐጣት ካብ 40 ክሳብ 400 ሚእታዊት ናህሪ ዋጋ ምርኣዩ ሓቢሩ`ሎ።

ቅጥዒ

XS
SM
MD
LG