ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቃለ መሓላ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ


ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ብምዃን ሎሚ ሶኑይ ቃለ መሓላ ፈጺሞም።

ንሶም ነቲ ኣብታ ሃገር ከጋጥም ዝጸንሓ ተቓውሞ መፍትሒ ክረኽብሉ ይኽእሉ’ዮም ዝብል ተስፋ ከምዘሎ ይግለጽ ኣሎ።

ዶ/ር ኣብይ ድሕሪ ምውዳቕ ደርግ ዝተመዘዙ መበል ሳልሳይ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ እዮም።

ቃለ መሓላ ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:18 0:00

ሰብ ሞያ ሕጊ እታ ሃገር እውንንምምራጽ ወዲ 42 ዓመት ኣቐዲሞም ሌ/ኮነሬልን ሓላፊ ሚንስትሪ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ነበር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ምጽዳቖም ይፍለጥ።

እዚ ከምዚ ኢሉ ኸሎ ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም መንግስቲ ኣስታት 1,000 ዜጋታት ብትእዛዝ ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ምእሳሩ ይግለጽ ኣሎ።

XS
SM
MD
LG