ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መስርሕ-ዕርቅን ሰላምን ኣብ ኢትዮጵያ


ኣባ ሓጎስ ሓይሽ ኣብ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስትያን ኢትዮጵያ ዋና ጸሓፊ`ዮም። ዕላማ`ቲ መስርሕን መን ከም ዘበገሶን ተሓቲቶም ምላሽ ሂቦም ኣለዉ። ብተወሳኺ ንይቕረ-በሃልትን ይቕረ ተባሃልትን ንምቅርራብ ብዛዕባ ዝግበር ጻዕሪን ኣብ ምንታይ ደረጃ በጺሑ ከምዝርከብን፡ ከምኡ`ውን እቶም ተኣሲሮም ዘለዉ ዝምፍትሕሉ ዕድል ማዕረ ኽንደይ ምዃኑን ተሓቲቶም ዝሃብዎ መልሲ ነዚ ዝስዕብ ምልክት ድምጺ ብምጥዋቕ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG