ኣዲስ ኣበባ —
ምስ ኲናት ክልል ትግራይ ተኣሳሲሩ ንዝሓለፉ ዓመታት ኣብ ኣብያተ ማእሰርታት ዝፀንሑ፡ ተወላዶ ትግራይ ዝዀኑ 178 ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ሎሚ ብይቕረታ ክልቀቑ ከም ዝተወሰነ ሚኒስትሪ ምክልኻል እታ ሃገር ኣፍሊጡ። ንጉዳይ እቶም እሱራት ብቐረባ ክከታተልን ንምፍትሖም ክጣበቕን ምፅናሑ ዝገልፅ፡ ሁመን ራይትስ ፈርስት ዝተብሃለ ተሓላቒ ሰብኣዊ መሰላት ነቲ ውሳነ ብሓጐስ ከም ዝተቐበሎ ብምሕባር፡ ንዝተረፉ ድማ ተመሳሳሊ ውሳነ ክወሃቦም ፀዊዑ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ቅጥዒ