መቐለ —
“እታ ቤተክርስቲያን ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ኲናት ጠጠው ንክብል መግለፂ ኣብቲ እዋኑ ብዘይምውፅኣ ንዝተፈጠረ ቅሬታን ዘይምርድዳእን እዩ ይቅርታ ዝተሓተተ" ክብል መግለፂ እቲ ሲኖዶስ ይሕብር።
ኣብቲ ጉዳይ ምላሽ ዝሓተቱ ሊቀ-ጳጳስ ሃገረስብከት ሽረ እንዳስላሰ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብ ትግራይ ብፁእ ኣቡነ ጴጥሮስ፡ “እቲ ይቕሬታ ምስ መሰየ ንይምሰል ዝቐረበ ብምዃኑ ተቐባልነት የብሉን” ብምባል፡ “ዝጀመርናዮ ጕዕዞ ክንቅፅል ኢና፡” ኢሎም።
ቅጥዒ